መቓልሕ ህዝቢ ትግራይ

ethiopian-general-tsadikan

ቅልውላው ኢትዮጵያ ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ እንተዘይተፈቲሑ ዝኸፍአ ኩነታት ከምዝፍጠር ኢታ ማጆር ሹም ነበር ጀነራል ጻድቃን ኣጠንቂቖም – Part 3

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ ሓሳብ ንዘቕርቡ ሰባት ከም ፀላእቲ ምርኣይ ‘’ዝገደደ ፃልኢ ንምምፃእ ዝጠቅም እምበር ነቲ ህዝቢ ዝጠቅም ኣይመስለንን’’ ይብሉ ኢታ ማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝነበሩ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ። ኣብ...

tsadkan-photo-1-720x340

ቅልውላው ኢትዮጵያ ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ እንተዘይተፈቲሑ ዝኸፍአ ኩነታት ከምዝፍጠር ኢታ ማጆር ሹም ነበር ጀነራል ጻድቃን ኣጠንቂቖም – Part 2

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ ካብ ናይ ሓደ ውድብ ዓቕሚ ንላዕሊስለዝኾነ መንግስቲ ስርሑ እናቐፀለ ከሎ እጀታ ኣለና፤ጉዳይ ኢትዮጵያ ይምልከተና እዩ ዝብሉኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ወገናትን ኮፍ ኢሎም ብሓባር ክፈትሕዎ ኣለዎምይብሉ ኢታ ማጆር ሹም...

General-Tsadkan

ቅልውላው ኢትዮጵያ ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ እንተዘይተፈቲሑ ዝኸፍአ ኩነታት ከምዝፍጠር ኢታ ማጆር ሹም ነበር ጀነራል ጻድቃን ኣጠንቂቖም – Part 1

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀገም ብሰላማውን ዴሞክራሲያዊን ኣገባብ እንተድኣ ዘይተታሒዙ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ ክወስዳ ከምዝኽእል ምልክት ዘርኣየ እዩ ኢሎም ናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ምክልኻል ኢታ ማጆር ሹም ነበር ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ። ንሶም...